ማሕበራዊ ኣገልግሎታት:
Samos Volunteers
ስነ-ኣእምሮን ማሕበራዊ ደገፍን - ክፍልታት እንግሊዝኛ - ስፖርት - ጸወታታትን ናይ ስነ-ጥበብ ንጥፈታትን
Alpha Land: Epar.Od. Vathiou - Choras, Vathi
ሰኑይ - ዓርቢ: 13:00 - 18:30
መራኸቢ: communications@samosvolunteers.org
Skills Factory
ምክፍፋል ክእለት - ዎርክሾፓት - ስራሕ ጸጉሪ - ኣገልግሎት ሕጽቦ ክዳውንቲ
ሰኑይ - ሓሙስ: 10:00 - 17:30
መራኸቢ: skillsfactory@selfm-aid.ch
Eurorelief
ምክፍፋል ክዳውንቲ - ቦታ ስፌትን ሕጽቦ ክዳውንትን - ስፖርትን ጸወታታትን
ኣብ ውሽጢ ካምፕ
ሰኑይ - ዓርቢ: 10:00 - 16:00
መራኸቢ: info@eurorelief.net
ሕጋዊ ኣገልግሎታት:
I Have Rights (IHR)
ሕጋዊ ኣገልግሎትን ደገፍን
Gimnasiarchou Κatevaini 3, Vathy, Samos
ሰሉስ - ዓርቢ: 10:00 - 16:00
መራኸቢ: + 30 697 3528096
Avocats Sans Frontières France (ASF)
ሕጋዊ ኣገልግሎትን ደገፍን
ሰኑይ - ዓርቢ: 09:00 - 17:00 (ሰሉስ ዕጹው እዩ)
መራኸቢ: +30 698 759 4375
ሕክምናዊ ሓገዝን ናይ ጥዕና ኣገልግሎታትን:
Médecins Sans Frontières (MSF)
ሕክምናዊ ሓገዝን ናይ ጥዕና ኣገልግሎታትን
ሰሉስ - ረቡዕ - ዓርቢ: 09:00 - 17:00
ኣብ ጥቓ ALPHA LAND ዝርከብ ክፉት ክሊኒክ: ሰኑይን ሓሙስን 10:00 - 16:00
መራኸቢ: +30 694 254 6949
ትምህርትን ምውህሃድን:
Refugee Education Coordinators
ምዝገባ ኣብ መንግስታዊ ቤት ትምህርቲ: ኪንደርጋርተን - ቀዳማይ ደረጃ - ቤት ትምህርቲ ንመንእሰያትን ዓበይትን
ኣብ ውሽጢ ካምፕ (D2 - 204)
ሰሉስ / ሓሙስ / ዓርቢ: 09:00 - 12:00
ኣገልግሎት ሓለዋ:
UNHCR
ኣገልግሎት ሓለዋ
ኣብ ውሽጢ ካምፕ - ኮንቴነር 39
ሰሉስን ሓሙስን: 11:00 - 13:00
መራኸቢ: ኣብ ደሴት ሳሞስ እንተለኹም: +30 695 100 2248 (ብኽብረትኩም ብWhatsApp ይርከቡና: ጽሑፍ ወይ ድምጺ መልእኽቲ)
ቁጽሪታት ህጹጽ ኩነታት:
ቁጽሪ ህጹጽ ኩነታት (EU) - ፖሊስ / መጥፋእቲ ሓዊ / ኣምቡላንስ: 112
ግሪካዊ ቀይ መስቀል: +30 210 523 0043 (8.00 – 14.00)
ናይ UNHCR ናይ ሓለዋ ስልኪ መስመር: +30 695 100 2248